እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ቀምቃሚ ጸጕሪ ፍሉጣት ተጻወትቲ ኩዕሶ እግሪ ዓለም
Published
ቱኒዝያዊ በዓል ሞያ ምቕምቃም ጸጕሪ፡ ኣብ ደውሓ ንብዙሓት ፍሉጣት ተጻወትቲ ኩዕሶ እግሪ ዓለም ይቕምቅሞም ኣሎ። ንሱ፡ ናብ ኣዝዩ ኣገዳሲ ጸወታ ቅድሚ ምእታዎም፡ ከምቲ ንሳቶም ዝፈትውዎ ዓይነት ኣቀማቕማ ቀምቂሙ ሸቶታት ከቝጽሩ ቃል ከምዘእትዎም'ዩ ዝገልጽ።