'ብዘይ ሓገዝ በዓል ቤተይ ኣብዚ ኣይምበጻሕኩን' - ትንቢት

መግለጺ ቪድዮ, 'ብዘይ ሓገዝ በዓል ቤተይ ኣብዚ ኣይምበጻሕኩን' - ትንቢት
'ብዘይ ሓገዝ በዓል ቤተይ ኣብዚ ኣይምበጻሕኩን' - ትንቢት
ትንቢትን ደሳለኝን
Published

ካብ ስደት ናብ ስደት ተሰጋጊሮም ናብ ብሪጣንያ ድሕሪ ምእታዎም ኣብ ከተማ ማንቸስተር ቤት ሕብስቲ ዝመስረቱ ትንቢትን ደሳለኝን። ‘ሄቨን ኢታልያን ካፈ’ ስፍሕ ዝበለ ራእይ ዘለዎ ኰይኑ፡ ንነበርቲ እታ ከተማ ብሓፈሻ ኣገልግሎት ንምሃብ ዝዓለመ’ዩ።