ሕቡእ ካሜራ ገጢሙ ኣመንዝራነት ዝቆጻጸር ዘሎ መንግስቲ

መግለጺ ቪድዮ, ሕቡእ ካሜራ ገጢሙ ኣመንዝራነት ዝቆጻጸር ዘሎ መንግስቲ
ሕቡእ ካሜራ ገጢሙ ኣመንዝራነት ዝቆጻጸር ዘሎ መንግስቲ
Published

ወተሃደራት ኣሜሪካ ኣብ ግዜ ኵናት ኮርያ ብተደጋጋሚ ዝንቀሳቐስሉ ዝነበሩ ከተማ ፓጁ [ደቡብ ኮርያ]፡ ካብ 1950ታት ጀሚሩ ስራሕ ኣመንዝራነት ተወዓዊዑ ጸኒሑ።

ምምሕዳር እታ ከተማ ኣብዚ ቀረባ እዋናት ሕቡእ ካሜራ ገጢሙ ናይ ወሲብ ንግዲ ክቆጻጸር ስለዝጀመረ ግን ብኣመንዝራነት ናብራአን ዝመርሓ ደቂኣንስትዮ ተቓውሞታት ኣስምዔን ኣለዋ።