ብዘይ መራሕ መኪና ኣብ እትሰርሕ ታክሲ ዶ ምተሳፈርኩም?

መግለጺ ቪድዮ, ብዘይ መራሕ መኪና ኣብ እትሰርሕ ታክሲ ዶ ምተሳፈርኩም?
ብዘይ መራሕ መኪና ኣብ እትሰርሕ ታክሲ ዶ ምተሳፈርኩም?
Published

ኣብ ኣሜሪካ ሳንፍራንሲስኮ ብዘይ ዘዋሪ፡ ኣጎልግሎት ታክሲ ዝህባ መካይን ኣብ ፈተነ ድሕሪ ምጽናሕ እቲ ትካል መንግስታዊ ፍቓድ ረኺቡ’ሎ። ሰራሕተኛ ቢቢሲ ዝኾነ ጀምስ ኣብተን ብዘይ ዘዋሪ ዝንቀሳቐሳ ወሃብቲ ኣጎልግሎት ታክሲ ተሳፊሩ ዝፈጠረሉ ስምዒት ገሊጹ’ሎ ተኸታተልዎ።