ምስ መድሓንታ እንከላ ኣደኣ ሞይታ ንሳ ካብ ሞት ዝድሓነት ህጻን

መግለጺ ቪድዮ, ምስ መድሓንታ እንከላ ኣደኣ ሞይታ ንሳ ካብ ሞት ዝድሓነት ህጻን
ምስ መድሓንታ እንከላ ኣደኣ ሞይታ ንሳ ካብ ሞት ዝድሓነት ህጻን
Published

ኣፍራ ቅድሚ 6 ወርሒ ኣብ ሰሜናዊ ምዕራብ ሶርያ ሓያል ምንቅጥቃጥ ምድሪ ኣብ ዘጋጠመሉ ግዜ ዝተወለደት ኮይና ወላዲታ ብሰንኪ እቲ ሓደጋ ሞይታ። ንሳ ግን ዋላ ምስ መድሓንታ እንከላ ብኳዕቲ ብህይወት ተረኺባ።