ናትና ሄር፡ ‘ካባና ሓሊፉ ዓለማዊ ፍርያት ጸጕሪ ንክኸውን እዩ ጕዕዞና’ ሲና ጸጋዝኣብ

መግለጺ ቪድዮ, ናትና ሄር፡ ‘ካባና ሓሊፉ ዓለማዊ ፍርያት ጸጕሪ ንክኸውን እዩ ጕዕዞና’ ሲና ጸጋዝኣብ
ናትና ሄር፡ ‘ካባና ሓሊፉ ዓለማዊ ፍርያት ጸጕሪ ንክኸውን እዩ ጕዕዞና’ ሲና ጸጋዝኣብ
Published

ኣስመራ ተወሊዳ ዝዓበየት ሲና ጸጋዝኣብ፡ ኣብ ሃገረ ስደታ - ዩጋንዳ ‘ናትና ሄር’ ዝተባህለ ዕዉት ትካል ጸጕሪ ርእሲ ዝመስረተት ኣብነታዊት ኤርትራዊት እያ። እቲ ዝመስረተቶ፡ በብግዚኡ ድማ እናዓበየን ዞባዊን ኣህጉራውን ተፈላጥነት እናረኸበን ዝመጽእ ዘሎ ትካላ፡ ዝሓለፎ ጕዕዞ፡ ብድሆታት፡ ንሳ ከም ጓለንስተይቲ’ውን ንኸምዚ ዝበለ ዋኒን ብኸመይ ኣንቂላ፡ ዝተመኮረቶ ነገራትን ካልእን፡ ንኻልኦት ድርኺትን ኣተባባዕን ክኸውን ብዝኽእል መገዲ ብዝርዝር ኣዕሊላ ኣላ።