መዓልቲ ልደታ ዝተኸበረላ ንእሽቶ ህበይ
መዓልቲ ልደታ ዝተኸበረላ ንእሽቶ ህበይ
Published
ሓደ ኣብ ዓዲ ኢንግሊዝ ዝርከብ መካነ እንስሳታት ሓደጋ ምጽናት ኣጓኒፊዎም ንዘሎ ዓሌት ምዕራባውያን ኣህባይ ይሕብሕብ ኣሎ። እቲ መካነ እንስሳት ዕለት ልደት ናይታ ቅድሚ ሓደ ወርሒ ዝተወልደት ንእሽቶ ህበይ ኣኽቢሩ።