“ህጻናት እንታይ ስለዝኣበሱ’ዩ እዚ ተፈድዮም” ፍልስጤማዊ ኣቦ

መግለጺ ቪድዮ, “ህጻናት እንታይ ስለዝኣበሱ’ዩ እዚ ኲናት ተፈድዮም” ፍልስጤማዊ ኣቦ
“ህጻናት እንታይ ስለዝኣበሱ’ዩ እዚ ተፈድዮም” ፍልስጤማዊ ኣቦ
Published

ፍልስጤማዊ ዋኢል፡ ኣቦ ሓሙሽተ ቆልዑት ኮይኑ ደቁ ከዕብየሉ ዝሰርሖ ገዛ ብደብዳብ ስለዝዓነወ መጻኢኡ ጸልሚትዎ “እንታይ ዝኣበሱ ቆልዑት’ዮም እዚ ተፈድዮም?” ብምባል ይሓትት።