ፅምብል ምውላዕ ጥዋፍ ንዝኽሪ ሰማእታት ትግራይ

መግለጺ ቪድዮ, ፅምብል ምውላዕ ጥዋፍ ንዝኽሪ ሰማእታት ትግራይ
ፅምብል ምውላዕ ጥዋፍ ንዝኽሪ ሰማእታት ትግራይ
Published

ህዝቢ ኣበየ ኣድባራትን መሳጊድን ጥዋፍ ብምውላዕ ንሰማእታቱ በብእምነቱ ይዝክር ኣሎ። እቲ ብሄራዊ ቅነ ሓዘን ሎሚ እውን ክቕፅል እዩ። ህዝቢ ናብ ስድራቤት ሰማእታት ብምኻድ ይበጽሕን የጸናንዕ ኣሎ።