ጸጋመይቲ እግራ ዝስኣነት ኣፍቃሪት 'ጂም'
ጸጋመይቲ እግራ ዝስኣነት ኣፍቃሪት 'ጂም'
Published
ሲያን ኣብ ጎደናታት ኒውዮርክ ምስ መሓዝኣ ሰለይ እናበለት እንከላ ሓደጋ መኪና ስለዘጋጠማ ጸጋመይቲ እግራ ስኢና። እንተኾነ ግን ርእሰ ተኣማንነታ ንኽተብርኽ ናብ ጂም ብምኻድ ኣካላዊ ምንቅስቓስ ትገብር ኣላ።