ጥንሲ ክንጽላ ንዝደልያ ነብሰ-ጾራት ብናጻ ዘጎዓዕዝ ፓይለት

መግለጺ ቪድዮ, ጥንሲ ክንጽላ ንዝደልያ ነብሰ ጾራት ብናጻ ዘጎዓዕዝ ፓይለት
ጥንሲ ክንጽላ ንዝደልያ ነብሰ-ጾራት ብናጻ ዘጎዓዕዝ ፓይለት
Published

ኣመሪካዊ ቲም ዲሬገር ኣብ መሰል ጥንሲ ምንጻል ዝኸልከላ ግዝኣታት ኣመሪካ ተጸገሚን ናብተን ጥንሲ ምንጻል ዘፍቅዳ ግዝኣታት ከይደን ጥንሰን ከውርዳ ዝደልያ ነብሰ-ጾራት ብናይ ብሕቱ ነፋሪት ብወለንትኡ የጎዓዕዘን ኣሎ። ንሱ ናጽነተን ክኽበረለን ይሰርሕ ከምዘሎ'ዩ ዝገልጽ።