'ኣብ ዝዀነ ደቒቕ ክንመውት ንኽእል ኢና' ኣርመንያውያን

መግለጺ ቪድዮ, 'ኣብ ዝዀነ ደቒቕ ክንመውት ንኽእል ኢና' ኣርመንያውያን
'ኣብ ዝዀነ ደቒቕ ክንመውት ንኽእል ኢና' ኣርመንያውያን
Published

ኣዘርባጃን ነቲ ምስ ኣርመንያ ዘዋጥጣ መሬት ናጎርኖ ካራባከ ኣብቲ ዝሓለፈ ሰሙን ምቍጽጻራ ስዒቡ ኣሽሓት ኣርመንያውያን ነቲ ቦታ ሓዲጐም ይሃድሙ ከምዘለዉ ተገሊጹ። ቀዳማይ ሚኒስተር ኣርመንያ ኣብቲ ቦታ ዝነበሩ ደቂ ሃገሩ “ዓሌታዊ ምጽጻይ” ከጋጥሞም ከምዝኽእል ኣጠንቂቝ።