ካብ ከሻኒ መግቢ ፑቲን ናብ ዓመጸኛ ዝተቐየረ የቭገኒ ፕሪጎዢን

መግለጺ ቪድዮ, ካብ ከሻኒ መግቢ ፑቲን ናብ ዓመጸኛ ዝተቐየረ ቭገኒ ፕሪጎዚን
ካብ ከሻኒ መግቢ ፑቲን ናብ ዓመጸኛ ዝተቐየረ የቭገኒ ፕሪጎዢን
Published

ኣብ ቤት ማእሰርቲ ንኣስታት 9 ዓመት ዝተቐየደን ከሻኒ መግቢ ፑቲን ኮይኑ ዝሰርሕ ዝነበረን የቭገኒ ፕሪጎዢን፡ እቲ ንሱ ዝመርሖ ጕጅለ ቫግነር ምስ ሰራዊት ሩስያ ተላፊኑ ኣንጻር ወተሃደራት ዩክረይን ክዋጋእ ጸኒሑ ነይሩ። ኣብቶም ዝሓለፉ መዓልታት ግን ኣንጻር መንግስቲ ሩስያ ተላዒሉ።