ኣብ መትረብ ኢንግሊዝ ኣርባዕተ ሰባት ሞይቶም

መግለጺ ቪድዮ, ኣብ መትረብ ኢንግሊዝ ኣርባዕተ ሰባት ሞይቶም
ኣብ መትረብ ኢንግሊዝ ኣርባዕተ ሰባት ሞይቶም
Published

ካብ ፈረንሳ ስደተኛታት ኣሳፊራ ናብ ዓዲ ኢንግሊዝ ትጉዓዝ ዝነበረት ንእሽቶ ጀልባ ናይ ምጥሓል ሓደጋ ገጢምዋ ኣርባዕተ ሰባት ሞይቶም። ካብቶም ተሳፈርቲ እቶም ልዕሊ 30 ድማ ድሒኖም።