መራሕቲ ሃገራት ዝለዋወጥዎ ዘይተለምዱ ህያባት

መግለጺ ቪድዮ, መራሕቲ ሃገራት ዝለዋወጥዎ ዘይተለምዱ ህያባት
መራሕቲ ሃገራት ዝለዋወጥዎ ዘይተለምዱ ህያባት
Published

ፕረዚደንት ቤላሩስ ነቲ ብመራሒ ዚምባብወ ዝተለገሰሉ ህያብ ንቑጽ ኣንበሳ፡ እንታይ ከምዝገብሮ ዛጊት ኣይገለጸን ኣሎ። ኣምሳያ ናይቲ ህያብ፡ ፕረዚደንት ምናንጋግዋ ሓንቲ ትራክተር ተቐቢሉ ኣሎ። መራሕቲ ሃገራትን ፖለቲከኛታትን ዝተፈላለየ ልሙድ ዘይኮነ ህያባት ምልውዋጥ ካብ ዝጅምሩ ዓመታት ተቖጺሮም እዮም። ንገለ ካብኣቶም ኣቕሪብናልኩም ኣለና።