ኣብ እንዳ ሕጽቦ መኪና ተጋጭዩ ን90 ደቂቕ ዝተቐርቀረ ኣሜሪካዊ

መግለጺ ቪድዮ, ኣብ እንዳ ሕጽቦ መኪና ተጋጭዩ ን90 ደቂቕ ዝተቐርቀረ ኣሜሪካዊ
ኣብ እንዳ ሕጽቦ መኪና ተጋጭዩ ን90 ደቂቕ ዝተቐርቀረ ኣሜሪካዊ
Published

ሓደ ወዲ 77 ዓመት ኣሜሪካዊ ኣብ ትካል ሕጽቦ መኪና ሃንደበት ነዳዲ መውሃቢ ብምትንካፉ ስለዝተጋጨወ ንኣስታት 90 ደቂቕ ተቐርቂሩ ጸኒሑ። ንሱ መጠናዊ ጉድኣት ስለዝወረዶ ናብ ሆስፒታል ተወሲዱ።