መካኒክ ዓንዲ ሕቆ ጋንታ ቅድድም ብሽክለታ

መግለጺ ቪድዮ, መካኒክ ዓንዲ ሕቆ ጋንታ ቅድድም ብሽክለታ
መካኒክ ዓንዲ ሕቆ ጋንታ ቅድድም ብሽክለታ
Published

መካኒክ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ኮይኑ ምስታ ጋንታ ናብ ኬንያ ዝገሸ ኮኾብ እዮብ ሰለሙን ዕላል ኣካይድና ኣለና።