ሰሜን ኮርያ ስለምንታይ'ያ ናብ ጃፓን ሚሳይል ትውንጭፍ ዘላ?

መግለጺ ቪድዮ, ሰሜን ኮርያ ስለምንታይ'ያ ናብ ጃፓን ሚሳይል ትውንጭፍ ዘላ?
ሰሜን ኮርያ ስለምንታይ'ያ ናብ ጃፓን ሚሳይል ትውንጭፍ ዘላ?
Published

ኣሜሪካ፣ ጃፓንን ደቡብ ኮርያን ናይ ሓይሊ ባሕሪ ሓበራዊ ልምምድ ምክያደን ስዒቡ ሰሜን ኮርያ ናብ ጃፓን ሚሳይል ኣወንጪፋ። ብተግባር ሰሜን ኮርያ ዘይተሓጎሳ ኣሜሪካን ደቡብ ኮርያን ድማ ነፈርቲ ውግእ ሰዲደን ኣብ ገምገም ደቡብ ኮርያ ነተጉቲ ተኵሰን።