ድሕሪ 51 ዓመት ምስ ወለዳ ዳግም ዝተራኸበት ሰበይቲ

መግለጺ ቪድዮ, ድሕሪ 51 ዓመት ምስ ወለዳ ዳግማይ ክትራኸብ ዝበቕዐት ኣሜሪካዊት።
ድሕሪ 51 ዓመት ምስ ወለዳ ዳግም ዝተራኸበት ሰበይቲ
Published

መሊሳ ሃይስሚዝ ብኣላዪታ ተወሲዳ ካብ እትሰወር ንደሓር ወለዳ ተስፋ ቈሪጾም ቀቢጾማ ነይሮም። ደሓር ግን ውጽኢት ምርመራ ዲኤንኤ ማዕረ ኰይኑ ምስተረኸበ፡ ድሕሪ 51 ዓመት ምስ ወለዳ ዳግማይ ተጸንቢራ። ምስ ወለዳ ኣብ ዝተራኸበትሉ ቅጽበት ወለዳ ብዓሚቝ ታሕጓስ ነቢዖም።