ኣጋር ዝሳገርሉ ድልድል ብምጻድፉ ልዕሊ 140 ሰባት ሞይቶም

መግለጺ ቪድዮ, ኣጋር ዝሳገርሉ ድልድል ብምጻድፉ ልዕሊ 140 ሰባት ሞይቶም
ኣጋር ዝሳገርሉ ድልድል ብምጻድፉ ልዕሊ 140 ሰባት ሞይቶም
Published

ኣብ ህንዲ ግዝኣት ጉጃራት 230 ሜትሮ ንውሒ ዘለዎ ኣጋር ዝሳገርሉ ድልድል ናብ ቃላይ ብምጽዳፉ ልዕሊ 140 ሰባት ከምዝሞቱ ሰበ ስልጣን እታ ሃገር ኣፍሊጦም። ፖሊስ ምስ እቲ ፍጻመ ብዝተዛመደ ንሸሞንተ ሰባት ምጥርጣቱ'ውን ተገሊጹ።