ስደተኛታት ከምዘይትፈቱ ዝዘረበላ ሜሎኒ መራሒት ኢጣሊያ ናይ ምዃን ተኽእሎ ኣለዋ

መግለጺ ቪድዮ, ስደተኛታት ከምዘይትፈቱ ዝዘረበላ ሜሎኒ መራሒት ኢጣሊያ ናይ ምዃን ተኽእሎ ኣለዋ
ስደተኛታት ከምዘይትፈቱ ዝዘረበላ ሜሎኒ መራሒት ኢጣሊያ ናይ ምዃን ተኽእሎ ኣለዋ
Published

መራሒት ውድብ ሕሉፍ የማናዊ 'ኣሕዋት ኢጣሊያ' ዝኾነት ጆርጅያ ሜሎኒ ኣብቲ ዝካየድ ዘሎ መረጻ ተዓዊታ ቀዳማይ ሚኒስተር እታ ሃገር ናይ ምዃን ሰፊዕ ዕድል ከምዘለዋ ተገሊጹ። ንሳ ሓይሊ ባሕሪ ኢጣሊያ ካብ ሊብያ ስደተኛታት ጽዒነን ኣብ ልዕሊ ዝመጽኣ ጀላቡ ዕግታ ክግበር ብምጽዋዕ እያ እትፍለጥ።