በዓልቲ ሒጃብ ቦክሰኛ ኣብ ውድድራት ኦሎምፒክ ክትወዳደር’ያ

መግለጺ ቪድዮ, በዓልቲ ሒጃብ ቦክሰኛ ኣብ ውድድራት ኦሎምፒክ ክትወዳደር’ያ
በዓልቲ ሒጃብ ቦክሰኛ ኣብ ውድድራት ኦሎምፒክ ክትወዳደር’ያ
Published

ጓል 27 ዓመት ኣውስትራልያዊት ቲና ረሒም፡ ሒጃብ ተኸዲና ፓሪስ ኣብ ዝካየድ ውድድራት ኦሎምፒክ ክትወዳደር እያ። ንሳ ፈለማ በዓልቲ ሞያ ስነ ጽባቐ ዝነበረት ኰይና ደሓር ግን ቦክሰኛ ናይ ምዃን ድልየታ ሓዪሉ ኣብኡ ትነጥፍ ኣላ።