ዋንጫ ዓለም 2022፡ ኣብ ቐጠር ዝፍቀድን ዘይፍቀድን እንታይ'ዩ?

መግለጺ ቪድዮ, ዋንጫ ዓለም 2022፡ ኣብ ቐጠር ዝፍቀድን ዘይፍቀድን እንታይ'ዩ?
ዋንጫ ዓለም 2022፡ ኣብ ቐጠር ዝፍቀድን ዘይፍቀድን እንታይ'ዩ?
Published

ዋንጫ ዓለም ድሕሪ እቲ ኩሉ ክትዓት፡ ደገፍቲ ኣብ ዝሳተፉሉ ኣብ ቐጠር ይካየድ ኣሎ። እንተኾነ ግን ፊፋን ካልኦትን ወደብቲ ናይቲ ውድድር ኣብ ግዜ ጸወታታት ዝፍቀዱን ዘይፍቀዱን ነገራት እንታይ ምዃኖም ብቐጻሊ’ዮም ዘፍልጡ።