ሱዳን፡ 'ስድራይ ቅድሚ ምፍላጦም ነዚ ጥንሲ ክኣልዮ እየ ዝደሊ'

መግለጺ ቪድዮ, 'ስድራይ ቅድሚ ምፍላጦም ነዚ ጥንሲ ክኣልዮ እየ ዝደሊ'
ሱዳን፡ 'ስድራይ ቅድሚ ምፍላጦም ነዚ ጥንሲ ክኣልዮ እየ ዝደሊ'
Published

ኣብ ሱዳን ኣብቲ ኣብ መንጎ ሰራዊት እታ ሃገርን ሓይልታት ህጹጽ ደገፍን ዝካየድ ዘሎ ኲናት፡ ኣዝየን ብዙሓት ደቂ ኣንስትዮ ጾታዊ ዓመጽ ከምዝተፈጸመን ሕቡራት ሃገራት ይገልጽ። በቲ ጉዳይ ክልቲኦም ወገናት እኳ እንተተኸሰሱ፡ ሓይልታት ህጹጽ ደገፍን መሻርኽቶም ሚሊሻታት ዓረብን ቀንዲ ተሓተትቲ ምዃኖም ይንገር። ቢቢሲ ግዳይ ንዝኾና ደቂ ኣንስትዮ ኣዘራሪቡ ኣሎ።