ንጕጅለ ፖሊስ ዝመርሐ ህጻን
ንጕጅለ ፖሊስ ዝመርሐ ህጻን
Published
ወዲ 5 ዓመት ፒስ ሃሪ፡ ዝሓለፈ ዓመት ኣቦኡ ብሞት ስለዝተፈለዮ ኣብ ኣጸጋሚ ኵነታት'ዩ ነይሩ። ንሱ ሞተር ሳይክል ምስተገዝኣሉ ኣብ ዓጀባ ፖሊስ ኣብ ቅድሚት ኰይኑ ነቲ ጕጅለ ንኽመርሕ ዕድል ረኺቡ።