ኣሜሪካ ንእስራኤል ንምሕጋዝ ሓይሊ ባሕራ ተደልድል ኣላ

መግለጺ ቪድዮ, ኣሜሪካ ንእስራኤል ንምሕጋዝ ሓይሊ ባሕራ ተሐይል ኣላ
ኣሜሪካ ንእስራኤል ንምሕጋዝ ሓይሊ ባሕራ ተደልድል ኣላ
Published

ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ እስራኤል ከጋጥም ዝኽእል መጥቃዕቲ ንምምካት ኣብቲ ከባቢ ሓይሊ ባሕራ ተሐይል ከምዘላ ተፈሊጡ። ነፈርቲ ውግእ ዝሽከማን ሚሳይላት ናይ ምምካን ተኽእሎ ዘለወን መሳሪሒታት ዝተገጠመለን መራኽብ ሓይሊ ባሕሪ ኣብ ባሕሪ ሜዲትራንያን ይዓርዳ ከምዘለዋ ተሓቢሩ። ኢራን ኣብ ልዕሊ እስራኤል መጥቃዕቲ ከይትፍጽም ስግኣታት ኣሎ።