"ካብ ስልጣኑ ክሳዕ ዝወርድ ካብ ገዝኡ ኣይንንቀሳቐስን" ተቛወምቲ

መግለጺ ቪድዮ, "ካብ ስልጣኑ ክሳዕ ዝወርድ ካብ ገዝኡ ኣይንቀሳቐስን" ተቛወምቲ
"ካብ ስልጣኑ ክሳዕ ዝወርድ ካብ ገዝኡ ኣይንንቀሳቐስን" ተቛወምቲ
Published

ኣብ ስሪላንካ ብዝተፈጠረ ቁጠባዊ ቅልውላው ስዒቡ ብኣማኢት ኣሽሓት ዝቑጸሩ ስሪላንካውያን ኣብ ወግዓውያን መንበሪ ኣባይቲ መራሕቶም ተኣኪቦም ቀንዮም። ንሳቶም እቶም መራሕቲ ካብ ስልጣኖም ከምዝወረዱ ብዕሊ ክሳዕ ዘፍልጡ ካብ ገዛውቶም ኣይንንቀሳቐስን ክብሉ ተሰሚዖም።