ኣብ ክንዲ እናኣረግካ እናንኣስካ ምኻድ ክውን ንምግባር ሚልዮናት ዶላር ዘፍስስ ዘሎ ሰብኣይ

መግለጺ ቪድዮ, ኣብ ክንዲ እናኣረግካ እናነኣስካ ምኻድ ክውን ንምግባር ሚልዮናት ዶላር ዘፍስስ ዘሎ ብርያን ጆንሰን
ኣብ ክንዲ እናኣረግካ እናንኣስካ ምኻድ ክውን ንምግባር ሚልዮናት ዶላር ዘፍስስ ዘሎ ሰብኣይ
Published

ሚልዮነር በዓል ሞያ ቴክኖሎጂ ብርያን ጆንሰን ባዮሎጂካዊ ዕድሚኡ ንምጉዳልን ንእሽቶ ንምምሳልን ብዙሕ ገንዘብ የውጽእ ኣሎ። እቲ ወዲ 45 ዓመት ከቢድ ኣካላዊ ምንቅስቓስ ክትትልን ብዙሕ ሕክምናን ይገብር ምህላው ይዛረብ።