'መዓልታዊ ንደቅና ተሰናቢትና ኢና ንድቅስ' ፍልስጤማዊ ኣቦ
'መዓልታዊ ንደቅና ተሰናቢትና ኢና ንድቅስ' ፍልስጤማዊ ኣቦ
Published
ኣቦ ሓሙሽተ ቈልዑት ፍልስጤማዊ ኻልድ ኣብ ቓዛ ውሑስ ቦታ ንምርካብ ሰለስተ ግዜ ከምዝተፈናቐለ ገሊጹ። መዓስ ብደብዳባት ኣየር ከምዝመውት ስለዘይፈልጥ መዓልታዊ ንደቁ ድሓን ኩኑ ኢሉ ተሰናቢትዎም ከምዝድቅስ ተዛሪቡ።