እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ብክእለት ፒያኖ ምስ ሞዛርት ዝዳረግ ኦቲዞም
ብክእለት ፒያኖ ምስ ሞዛርት ዝዳረግ ኦቲዞም
Published
ኣብ ኣሜሪካ ኮሎራዶ ዝቕመጥ ወዲ 11 ዓመት ጁደ ኦቲዞም ኰይኑ ብናይ ፒያኖ ክእለቱ ምስ ሞዛርት ዝዳረግ ምዃኑ በዓል ሞያ ፒያኖ ተዛሪቡ። ንሱ ፒያኖ ዓዲጉ ንጁደ ሂብዎ።