ብክእለት ፒያኖ ምስ ሞዛርት ዝዳረግ ኦቲዞም

መግለጺ ቪድዮ, ብክእለት ፒያኖ ምስ ሞዛርት ዝዳረግ ኦቲዞም
ብክእለት ፒያኖ ምስ ሞዛርት ዝዳረግ ኦቲዞም
Published

ኣብ ኣሜሪካ ኮሎራዶ ዝቕመጥ ወዲ 11 ዓመት ጁደ ኦቲዞም ኰይኑ ብናይ ፒያኖ ክእለቱ ምስ ሞዛርት ዝዳረግ ምዃኑ በዓል ሞያ ፒያኖ ተዛሪቡ። ንሱ ፒያኖ ዓዲጉ ንጁደ ሂብዎ።