መራሒ ሕብረት ሶቭየት ብዛዕባ ኣብያተ ብልዒ ኣሜሪካ ዝሰርሖ መወዓውዒ
መራሒ ሕብረት ሶቭየት ብዛዕባ ኣብያተ ብልዒ ኣሜሪካ ዝሰርሖ መወዓውዒ
Published
እቲ ናይ መወዳእታ መራሒ ሕብረት ሶቭየት፡ ሚኻይል ጎርቫቸቭ፡ ንዝሑል ኲናት መዛዘሚ ብምግባርን ሃገሩ ንኻልእ ዓለም ክፉት ብምግባሩን ኣድናቖት ዝረኸበ መራሒ እዩ። ኪንዮ እዚ ግና ብዛዕባ ኣብያተ መግቢ ኣሜሪካ መወዓውዒታት ይገብር ምንባሩ ትፈልጡ ዶ?