እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ትግራይ፡ "ብዅናት ካብ ዝሰኣንናዮ፡ ብሰደት ዝጠፍእ መንእሰይ ይበዝሕ'ሎ"
ትግራይ፡ "ብዅናት ካብ ዝሰኣንናዮ፡ ብሰደት ዝጠፍእ መንእሰይ ይበዝሕ'ሎ"
Published
ብዝሒ ካብ ኣፅበደራ በረኻ ጥሒሶም: ባሕሪ ሰጊሮም ናብ ስዑድ ዓረቢያ ዝስደዱ መናእሰይ ይውስኽ ኣሎ:: ጠንቂ ስደት መናእሰይ: ኲናት: ስእነት ስራሕን ሓደጋ ድርቂን እዩ::