ትግራይ፡ "ብዅናት ካብ ዝሰኣንናዮ፡ ብሰደት ዝጠፍእ መንእሰይ ይበዝሕ'ሎ"

መግለጺ ቪድዮ, "ካብ ብዅናት ዝስኣናዮ መንእሰይ ንላዕሊ ብሰደት ዝጠፍእ ይበዝሕ'ሎ"
ትግራይ፡ "ብዅናት ካብ ዝሰኣንናዮ፡ ብሰደት ዝጠፍእ መንእሰይ ይበዝሕ'ሎ"
Published

ብዝሒ ካብ ኣፅበደራ በረኻ ጥሒሶም: ባሕሪ ሰጊሮም ናብ ስዑድ ዓረቢያ ዝስደዱ መናእሰይ ይውስኽ ኣሎ:: ጠንቂ ስደት መናእሰይ: ኲናት: ስእነት ስራሕን ሓደጋ ድርቂን እዩ::