'ኣብ ክሽነ እናተበራረና ኢና ንኽሽን' ዮናስ ገብረሃንስ

መግለጺ ቪድዮ, "ኣብ ክሽነ እንዳተበራረና ኢና ንኽሽን" ዮናስ ገብረሃንስ
'ኣብ ክሽነ እናተበራረና ኢና ንኽሽን' ዮናስ ገብረሃንስ
Published

ኣብ ዓዲ ኢንግሊዝ ከተማ ማንቸስተር ብዙሓት ብኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ዝውነና ኣብያተ መግቢ ኣለዋ። ካብኣቶም ሓንቲ ቤት መግቢ ኣስመራ ቤላ'ያ።

ዮናስ ገብረሃንስ