ደቀ'ንስትዮ ክህነት ክቕበላ ይኽእላዶ?
ደቀ'ንስትዮ ክህነት ክቕበላ ይኽእላዶ?
Published
ኣብ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ደቀ'ንስትዮ ካህናት ክንከውን ኣለና ዝብል ምንቅስቓስ ካብ ዝጅምራ ጸኒሐን እየን። እንተኾነ እታ ቤተ ክርስትያን ንሕቶ ቅሽና ደቀ'ንስትዮ ቅቡል ኣይገበረቶን። ገሊአን ደቀ'ንስትዮ ኣመንቲ ግን ዋላ'ኳ እታ ቤተ ክርስትያን ኣይተፍቅደለን ብኢደ ወነን ካህናት ክኾና ጀሚረን ኣለዋ።



