እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ካብ ተዋሳኣይነት ናብ ፕረዚደንትነት ዝበረኸ ዘለንስኪ
Published
ኣብዚ ሕጂ እዋን ነታ ምስ ሩስያ ትገጥም ዘላ ዩክረይን ክመርሕ ብልዑል ድምጺ ዝተዓወተ ቮሎድሚር ዘለንስኪ ቅድሚ ፕረዚደንት ምዃኑ ኣብታ ሃገር ዝተፈለጠ ናይ ቴሌቭዥን ተዋሳኣይ’ዩ ነይሩ።