ካብ ተዋሳኣይነት ናብ ፕረዚደንትነት ዝበረኸ ዘለንስኪ

መግለጺ ቪድዮ, ካብ ተዋሳኣይነት ናብ ፕረዚደንትነት ዝበረኸ ዘለንስኪ
Published

ኣብዚ ሕጂ እዋን ነታ ምስ ሩስያ ትገጥም ዘላ ዩክረይን ክመርሕ ብልዑል ድምጺ ዝተዓወተ ቮሎድሚር ዘለንስኪ ቅድሚ ፕረዚደንት ምዃኑ ኣብታ ሃገር ዝተፈለጠ ናይ ቴሌቭዥን ተዋሳኣይ’ዩ ነይሩ።