“ዓድና ብግቡእ እንተሰሪሕናላ ሃፍታም’ያ” ጎይትኦም ኣበበ

መግለጺ ቪድዮ, “ዓድና ብግቡእ እንተሰሪሕናላ ሃፍታም’ያ” ጎይትኦም ኣበበ
Published

ኣብ ሽረ እንዳስላሰ ተወሊዱ ዝዓበየ ጎይትኦም ኣበበ ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣብ ኣውስትራልያ ሜልበርን’ዩ ዝነብር ዘሎ። ቅድሚ ናብ ኣውስትራልያ ምእታዉ ዝነበሮ ትጽቢትን ኣብ ባይታ ዝረኸቦን በበይንቱ ከምዝኾነ ተዛሪቡ።