ብዓለልፈለል ናብ ሰማይ ዝተወንጨፈ ስሪላንካዊ ሓሳረ መከርኡ ርእዩ

መግለጺ ቪድዮ, ብዓለልፈለል ናብ ሰማይ ዝተወንጨፈ ስሪላንካዊ ሓሳረ መከርኡ ርእዩ
Published

ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ስሪላንካ ገለ ኣዕሩኽ መንእሰያት ዓለልፈለል ናብ ሰማይ ንምብራር እንዳፈተኑ እንከለዉ ብርቱዕ ንፋስ ብምንባሩ ሓደ ካብኣቶም ተጎቲቱ 12 ሜትሮ ኣብ ኣየር ተንጠልጢሉ። መሓዙቱ ድሕሪ ዝገበርዎ ነዊሕ ጻዕሪ ናብ መሬት ክምለስ እንከሎ ብዙሕ ጉድኣት ከምዘይበጽሖ ተገሊጹ።