ኣሽሓት ኢንዶኖዣውያን ዘመዛበለ እሳተ ጎመራ

መግለጺ ቪድዮ, ኣሽሓት ኢንዶኖዣውያን ዘመዛበለ እሳተ ጎሞራ
Published

ኣብ ኢንዶኖዥያ ብዝተኸሰተ እሳተ ጎሞራ ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ዜጋታት እታ ሃገር ካብ ቤት ንብረቶም ተመዛቢሎም። ልዕሊ 10 ሰባት ክሞቱ እንከለዉ ሰብ ሞያ ህይወት ኣድሕን ኣብ ጸበባ ንዝርከቡ ዜጋታት ንምድሓን ላዕልን ታሕትን ይብሉ ኣለዉ።