ጓሓፍ ናብ ገንዘብ ዝቐየራ ደቂ ኣንስትዮ ማላዊ

መግለጺ ቪድዮ, ጓሓፍ ናብ ገንዘብ ዝቐየራ ደቂ ኣንስትዮ ማላዊ
Published

ኣብ ማላዊ ከተማ ካዋሌ ጓሓፍ ካብቶም ንምምሕዳር እታ ከተማ 'ሕማም ርእሲ' ዝኾነ ጸገማት እቲ ሓደ እዩ። ኣስታት 60 ዝኾና ደቂ ኣንስትዮ ግን ነቲ ጓሓፍ ኣኪበን ናብ ዝተፈላለዩ ጠቐምቲ ነገራት ኣውዒለን ነታ ከተማ የጽርይኣ ኣለዋ።