"ንጓለይ ዘቑሰሉ ሰባት ይቕረ ኣይብሎምን"

መግለጺ ቪድዮ, "ንጓለይ ዘቑሰሉ ሰባት ይቕረ ኣይብሎምን"
Published

ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ኣብ ኒውዝላንድ ኣብ ሓደ መስጊድ ብዘጋጠመ መጥቃዕቲ 51 ሰባት ሞይቶም ነይሮም። ካብ እቶም ካብ ሞት ዝተረፉ ሰባት ሓደ ዝኾነ ዋሲም ጓሉ ብጥይት ተሃሪማ ኣብ ስቅያት ከምእትርከብን ነቶም ዘቑሰልዋ ሰባት ይቕረ ከምዘይብሎምን ገሊጹ።