በገና ብቋንቋ ግእዝ መዝሙር ማለት ከምዝኾነን እግዚኣብሄር ንምምስጋን ጥራይ ከምዝውዕልን መምህር በገና ጌታቸው ብርሃኑ ይዛረብ። በገና ንኽትመሃር ጾታ ኣይፈልይን።