ሃገረ ኩርዲ ትምስረት'ዶ ትኸውን?

መግለጺ ቪድዮ, ሃገረ ኩርዲ ትምስረት'ዶ ትኸውን?
Published

ኣብ ኣርባዕተ ሃገራት ማእከላይ ምብራቕ ዝርከቡ ኩርዳውያን ካብ 1980 ጀሚሮም ናጻ ሃገር ንምምስራት ዕጥቃዊ ቃልሲ የካይዱ ኣለዉ።

ኣስታት 30 ምልዮን ህዝቢ ከም ዝኾኑ ዝዝረበሎም ኩርዳውያን ኣብ ሶርያ ንእስላማዊ ጉጅለ ኣይኤስ ደምሲሶም እዮም።