"ንሰባት ምምጋብ ባህታ'ዩ ዝፈጥረለይ"

መግለጺ ቪድዮ, "ንሰባት ምምጋብ ባህታ'ዩ ዝፈጥረለይ"
Published

ኣብ ደቡባዊ ህንዲ እትነብር ኣደ፡ ንዓማዊላ መግቢ ብትሕቲ ሓደ ሳንቲም ብምቕራብ ናይ ብዙሓት ሰባት ልቢ ገዚኣ። ናይ ዋጋ ወሰኽ ስለዘይትገብር ዓማዊላ ሕጉሳት እዮም።