ካብ ሞንጎ ኣዘራረብቲ ኣባሃህላታት ሮበርት ሙጋቤ

Published

ፕረዚደንት ዚምባብወ ሮበርት ሙጋቤ፡ ብፖለቲካዊ መትከላቶም ጥራሕ ዘይኮነስ፡ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣጋጣምታት ብዝዛረብዎም ዘረባታት እውን ይልለዩ።

ሙጋቤ መቑፀሪ ሒዞም
መግለጺ ስእሊ, ኣብ መበል 88 በዓል ልደቶም ኣብ ሬድዮ ቀሪቦም ዝተዛረብዎ
ሙጋቤ ኣብ መደረኽ
መግለጺ ስእሊ, ኣብ 2007 ዝገበርዎ ቃለ መሕትት ካብ ዝተዛረብዎ ዝተወሰደ
ሮበርት ሙጋቤ
መግለጺ ስእሊ, መንግስቲ እንግሊዝን ኣይኮኑን። ሰልፊ ምንቅስቓስ ንዴሞክራሲያዊ ለውጢ (‘ዲ ኤም ሲ’) ሽዑ ተቓዋሚ ዝነበረ እዩ።
ብ2003 ኣቆፃፅራ ኣውሮፓ፡ ኣብ ስርዓተ ቀብሪ ሓደ ኣባል ካቢኔ
መግለጺ ስእሊ, ብ2003 ኣቆፃፅራ ኣውሮፓ፡ ኣብ ስርዓተ ቀብሪ ሓደ ኣባል ካቢኔ ካብ ዘስምዕዎ ዘረባ
ሙጋቤ ኣቀባብላ እናተገበረሎም
መግለጺ ስእሊ, ብ1962 ኣብ ሳልዘበሪ, እንግሊዝ መደረ እንተስምዑ ካብ ዝተዛረብዎ ሓሳብ ዝተወሰደ