'ዝዓተርክዎም ዓወታት ንኣትሌታት ደቂ ኣንስትዮ መነቃቕሒ'ዩ' ኣትሌት ደራርቱ ትሉ
Published
ቅድሚ 25 ዓመት ኣብ ባርሴሎና መዳልያ ወርቂ ዝዓተረት ኣትሌት ደራርቱ ትሉ ጽምብል መበል 25 ዓመት ዓወታ ኣኽቢራ።
ደራርቱ ትሉ ብህዝቢ ኢትዮጵያ ዝተፈትወትን ኣብ ማሕበረሰባ ጽኡቕ ተቐባልነትን ዘለዋ ኣትሌት'ያ።