እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ፖሊስ ኦሃዮ ንቅትለት ጸሊም ኣሜሪካዊ ጄላንድ ዎከር ዘርኢ ቪድዮ ዘርጊሑ
Published
ፖሊስ ኦሃዮ - ኣሜሪካ፡ ነቲ ብ 27 ሰነ ዝተፈጸመ ቅትለት ጸሊም ኣሜሪካዊ ጄላንድ ዎከር ዘርኢ ቪድዮ ዘርጊሑ። ፖሊስ፡ ጄላንድ ካብ መኪናኡ ክሃድም ከሎ፡ ብረት ከምዘይነበሮ’ኳ እንተገለጸ ኣብ መኪናኡ ኮይኑ ከምዝተኮሰሎምን ኣብኡ ብረት ከምዝረኸቡን ይገልጹ።