ሰሙናዊ ልዕሊ 200 ንዝኾኑ ስኡናት መግቢ ዝቕርብ ኤርትራዊ ስደተኛ ክነላልየኩም

Published

በላይ ተኽለኣብ ኣብ ኬንያ 20 ዓመት ዝጸንሐ ኤርትራዊ ስደተኛ ኮይኑ፡ ከባቢ 250 ንዝኾኑ ስኡናት ወትሩ ረቡዕ መግቢ ምቕራብ ካብ ዝጅምር ሓደ ዓመት ኣቑጺሩ ኣሎ። ከምዚ ክገብር ዝደረኾ እንታይ'ዩ? ነቲ ወጻኢታት መን ይሕግዞ?